ወርሓዊ መንፈሳዊ አገልግሎታት ርእሰ አድባራት
ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን (ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ) ሆግዳለንን
ከም
­­ኡ’ውን
አቡነ አረጋዊ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላኽ አሜን

ዕለት ብኣቆጻጽራ Gregorianska ኣብ  ወርሒ Januari ዕለት ብኣቆጻጽራ ግዕዝ ኣብ  ወርሒ ጥሪ ወርሓዊ በዓላት ቅድስቲ ቤት ክርስቲያን ኤርትራ ዝቅደሰሉ ወይ ጸሎተ ኪዳን ዝበጽሓሉ በዓላት ዝቅደሰሉ ውይ ከኣ ጸሎተ ኪዳን ዝበጽሓሉ ቤተ ክርስቲያን
15 6 በዓለ ቁስቋም
16 7 ቅድስት ሰላሴ ቅዳሴ አቡነ አረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ
17 8 አቡነ ኪሮስ
18 9 አቡነ ቡጹዓአምላክ
19 10 በዓለ መስቀል
20 11 ቅዱስ ያሬድ
21 12 ቅዱስ ሚካኤል ቅዳሴ ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ  ሆግዳለን
22 13 ቅዱስ ሩፋኤል
23 14 አቡነ አረጋዊ ቅዳሴ አቡነ አረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ
24 15 ሕጻን ቂርቆስ
25 16 ኪዳነምህረት ጸሎተ ኪዳን [ናይ ንግሆ ጸሎት] ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን
26 17 በዓለ መስቀል
27 18 አቡነ ኤዎስጣቴዎስ
28 19 ቅዱስ ገብርኤል ጸሎተ ኪዳን [ናይ ንግሆ ጸሎት] ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን
29 20 ሕንጸታ ቤታ ለማርያም
30 21 ቅድስት ድንግል ማርያም ቅዳሴ ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ  ሆግዳለን
31 22 ቅዱስ ዑራኤል ጸሎተ ኪዳን [ናይ ንግሆ ጸሎት] ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን
1 23 ቅዱስ ጊዮርጊስ ጸሎተ ኪዳን [ናይ ንግሆ ጸሎት] ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን
2 24 አቡነ ተክለሃይማኖት ጸሎተ ኪዳን [ናይ ንግሆ ጸሎት] አቡነ አረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ
3 25 ሰማዕት መርቆሬዎስ
4 26 አቡነ ሰላማ
5 27 መድኃኔዓለም ቅዳሴ ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ  ሆግዳለን
6 28 አማኑኤል
7 29 በዓለ እግዚአብሔር ቅዳሴ አቡነ አረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ
8 30 አቡነ አብሳዲ

✤ መደብ ቅዳሴ አብ ቤ/ክ አቡነ አረጋዊ ሁስቢ ቀዳም ምዓልቲ ምስ ዝውዕል፡ ቅዳሴ አብ ቤ/ክ ሆግዳለን ይኸውን፡ ንአብነት: በዓለ እግዚአብሔር ”ቀዳም” እንተውዒሉ ቅዳሴ አብ ቤ/ክ ሆግዳለን ይኸውን ማለት እዩ። ✤

መዘኻኸሪ ንኹሉኹም እተቀዱሱን ጸሎተ ኪዳን እተብጹሑን ምእመናን።

ቅድሚ ቤተ ክርስቲያን ምእታውና: አብ ቅድሚ ንጉስ ሰማይን ምድርን ንቀርብ ከም ዘለና ተረዲኢና:
ቴለፎንና ዓጺና ወይ ከኣ ድምጺ አልቦ ገርና ክንኣቱ:
ከምኡ’ውን
ምዝራብ ኮነ ናብቲን ናብቲን ምንቅስቓስ ከም ዘይግባእ
ቤተ ክርስቲያንና ትሕብር።

ሓፈሻዊ ሓበሬታ ቤተ ክርስቲያን

ሰዓታት አገልግሎት ቤት ጽሕፈት ቤተ ክርስቲያን ሆግዳለን

ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ቀዳም ሰዓት 17.00-20.00

ሰንበት ካብ ንግሆ ክሳብ ሰዓት 13.00

ሰዓታት አገልግሎት ቤት ጽሕፈት ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ

ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ቀዳም ሰዓት 17.00-20.00

ሰንበት ካብ ንግሆ ክሳብ ሰዓት 13.00

መደባት ትምህርቲ ሰንበት አብ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ

ረቡዕ ሰዓት 17.00-20.00

ሰንበት ሰዓት 18.00-20.00

ጸሎት

ኣብ ተስፋ ስዱዳን ብዩቱብ (Youtube) ይመሓላለፍ።

ወትሩ ምሸት

ሰዓት 21.00

ትምህርቲ ሃይማኖት ንደቅና ኣብ ሁስቢ

ንደቅና ዝወሃብ ትምህርቲ ሃይማኖት ፡ በብደረጀኦም/በብዕድሚኦም/

ዕድመ ቋንቋ
ሰዓታት መዓልቲ
3–10 ትግርኛ 09.00-10.30 ቀዳም
11–16 ትግርኛ 11.20-13.00 ቀዳም
17- ሽወደን 14.00-15.30 ቀዳም
17–20 ትግርኛ 12.00-14.00 ሰንበት

ተወሳኪ ሓበሬታ ንምርኻብ

መንፈሳዊ ሓበሬታ ንምርኻብ ንአቦና ቀሺ ዳኒኤል 070 048 49 73 ተወከሱ።

ንቤት ጽሕፈት ዝምልከት ሓበሬታ ንምርኻብ ንሓው አሌክሳንደር 070 098 23 71 ከምኡ’ውን ወልደሚካኤል 070 469 96 18  ተወከስዎም።