Eritreanska Ortodox tewahdo

[Tigrinya: ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ]

Är en orientalisk ortodox kyrka som är Eritreas nationell kyrka.

Om vår kyrka

Eritreanskt-ortodoxa tewahdo kyrkan i Sverige (EOKTS) står under den eritreanskt- ortodoxa kyrkan och patriarken som residerar i Asmara.

Service

Det kristna dopet är en helig handling, ett sakrament, en gåva där Gud handlar och ger oss livet. Vigsel och minnesstund service …

Barn & Familj

kyrkan arbetar för att förbättra vardagen för barn och familjer och erbjuder många aktiviteter för barn och föräldrar.

Vad händer i kyrkan?

Via kalendern här  hittar du alltid aktuell information om vad som händer i vår kyrka.Hitta den tid och plats för gudstjänst, minnestund etc.

Andlig Kunskap

 

Lär känna din ortodoxa tro. Vi lär oss om  själavård, praktisk etik, apologetik etc..

Kontakt

  • För andlig vägledning och fördjupning,
  • för att boka dop, vigsel, begravningar och minnestund
  • boka tid för ett enskilt samtal under tystnadsplikt

ሓበሬታ ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ!

ካብ ታሕሳስ 2019 ኣትሒዙ ኣብ ቻይና ሓደ ሓድሽ  ኮረና ቫያረስ ይላባዕ ኣሎ። እቲ በዚ ቫይረስ ዝስዕብ ሕማም ኮቪድ-19 covid-19 ዝብል ስም ተውሂብዎ ኣሎ። እዚ ሕማም ንመብዛሕታኦም ዝተቓለለ ምልክታት ሕማም ስርዓተ ምስትንፋስ ይግበረሎም ደኣ’ምበር ንገሊኦም ግን ከም ነድሪ ሳንቡእ(ኒሞንያ) ዝኣመሰለ ዝተኻበደ ሕማም ይወርዶም’ዩ።

ምስ’ዝሓመመ ሰብ

  • ኣካላዊ ምትንኻፍ ምስ ዝህሉ ወይ
  • እቲ ሕሙም ምስ ዝስዕል ወይ
  • ሕንጥሸው ምስ ዝብል ብመገዲ ነኣሽቱ ንጣባት እቲ ቫይረስ ይመሓላለፍ።
  • ኣብ’ቲ እቲ ሕማም ተላቢድዎ ዘሎ ከባቢ እንተ ነይርካ ወይ ድማ በዚ ሓድሽ ኮሮናቫይረስ ዝተለበደ ሰብ ኣብ ጥቕኡ እንተ ነይርካ፡ ንኽትልከፍ ዘሎ ሓደጋ ክብ ይብል።

 ነቶም ኣብ’ዚ ቕንያት’ዚ ካብ’ቲ ሓድሽ ኮሮናቫይረስ ተዘርጊሕሉ ዘሎ ከባቢታት ዝመጻኹም…።

እንታይ ክትገብር ኣለካ?

  • ምልክታት ሕማም ስርዓተ ምስትንፋስ ከም’ኒ ምስዓል፡
  • ጸገማት ምስትንፋስ ወይ ረስኒ እንተለካ

– ሕክምናዊ ምኽሪ መታን ክትረክብ ናብ ሓባሪ-ጥዕና ቊ.ተሌፎን 1177 ደውል።

ነብስኻን ካልኦት ሰባትን ብኸምዚ ትከላኸል

  • ክትስዕል ወይ ሕንጥሸው ክትብል ከለኻ፡ ኢድካ ዓጺፍካ ኣብ ናይ ቅድሚት ኲርናዕ ኢድካ ካብ ምባል ኣይትዘንግዕ
  • ኣእዳውካ ብሳምናን ማይን ተሓጸብ ብዛዕባ ሕማም