Anmälan om dopgudstjänst
ምዝገባ ንኣገልግሎት ጥምቐተ-ክርስትና
ምዝገባ ንኣገልግሎት ጥምቐተ-ክርስትና
Bevis på betald serviceavgift måste finnas tillgängligt på service datumet.
ናይ ኣገልግሎት ክፍሊት ከም ዝተኸፍለ መረጋገጺ፡ ኣገልግሎት ኣብ ዝወሃበሉ ዕለት ግድን ክህሉ ኣሎዎ።
Förutom kristennamnet, all information ni fyller i formuläret ska vara samma som i det svenska identitetskortet.
ብዘይካ ናይ ክርስትና ስምኩም፡ ኣብዚ መሕትት እትህብዎ ሓበሬታ ልክዕ ከምቲ ኣብቲ ሽወደናዊ መለለዪ ወረቀትኩም ዘሎ ሓበሬታ ክኸውን ኣሎዎ።