ወርሓዊ መንፈሳዊ አገልግሎታት ርእሰ አድባራት
ደብረ ጽዮን ልደታ ማርያም ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን (ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ) ሆግዳለንን
ከምኡ’ውን
አቡነ አረጋዊ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢን
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላኽ አሜን
ዕለት ብኣቆጻጽራ Gregorianska ኣብ ወርሒ Januari | ዕለት ብኣቆጻጽራ ግዕዝ ኣብ ወርሒ ጥሪ | ወርሓዊ በዓላት ቅድስቲ ቤት ክርስቲያን ኤርትራ | ዝቅደሰሉ ወይ ጸሎተ ኪዳን ዝበጽሓሉ በዓላት | ዝቅደሰሉ ውይ ከኣ ጸሎተ ኪዳን ዝበጽሓሉ ቤተ ክርስቲያን |
---|---|---|---|---|
15 | 6 | በዓለ ቁስቋም | ||
16 | 7 | ቅድስት ሰላሴ | ቅዳሴ | አቡነ አረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ |
17 | 8 | አቡነ ኪሮስ | ||
18 | 9 | አቡነ ቡጹዓአምላክ | ||
19 | 10 | በዓለ መስቀል | ||
20 | 11 | ቅዱስ ያሬድ | ||
21 | 12 | ቅዱስ ሚካኤል | ቅዳሴ | ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን |
22 | 13 | ቅዱስ ሩፋኤል | ||
23 | 14 | አቡነ አረጋዊ | ቅዳሴ | አቡነ አረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ |
24 | 15 | ሕጻን ቂርቆስ | ||
25 | 16 | ኪዳነምህረት | ጸሎተ ኪዳን [ናይ ንግሆ ጸሎት] | ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን |
26 | 17 | በዓለ መስቀል | ||
27 | 18 | አቡነ ኤዎስጣቴዎስ | ||
28 | 19 | ቅዱስ ገብርኤል | ጸሎተ ኪዳን [ናይ ንግሆ ጸሎት] | ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን |
29 | 20 | ሕንጸታ ቤታ ለማርያም | ||
30 | 21 | ቅድስት ድንግል ማርያም | ቅዳሴ | ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን |
31 | 22 | ቅዱስ ዑራኤል | ጸሎተ ኪዳን [ናይ ንግሆ ጸሎት] | ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን |
1 | 23 | ቅዱስ ጊዮርጊስ | ጸሎተ ኪዳን [ናይ ንግሆ ጸሎት] | ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን |
2 | 24 | አቡነ ተክለሃይማኖት | ጸሎተ ኪዳን [ናይ ንግሆ ጸሎት] | አቡነ አረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ |
3 | 25 | ሰማዕት መርቆሬዎስ | ||
4 | 26 | አቡነ ሰላማ | ||
5 | 27 | መድኃኔዓለም | ቅዳሴ | ር/አ/ደ/ጽ/ል/ማ/ቤ/ክ ሆግዳለን |
6 | 28 | አማኑኤል | ||
7 | 29 | በዓለ እግዚአብሔር | ቅዳሴ | አቡነ አረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ |
8 | 30 | አቡነ አብሳዲ |
✤ መደብ ቅዳሴ አብ ቤ/ክ አቡነ አረጋዊ ሁስቢ ቀዳም ምዓልቲ ምስ ዝውዕል፡ ቅዳሴ አብ ቤ/ክ ሆግዳለን ይኸውን፡ ንአብነት: በዓለ እግዚአብሔር ”ቀዳም” እንተውዒሉ ቅዳሴ አብ ቤ/ክ ሆግዳለን ይኸውን ማለት እዩ። ✤
መዘኻኸሪ ንኹሉኹም እተቀዱሱን ጸሎተ ኪዳን እተብጹሑን ምእመናን።
ቅድሚ ቤተ ክርስቲያን ምእታውና: አብ ቅድሚ ንጉስ ሰማይን ምድርን ንቀርብ ከም ዘለና ተረዲኢና:
ቴለፎንና ዓጺና ወይ ከኣ ድምጺ አልቦ ገርና ክንኣቱ:
ከምኡ’ውን
ምዝራብ ኮነ ናብቲን ናብቲን ምንቅስቓስ ከም ዘይግባእ
ቤተ ክርስቲያንና ትሕብር።
ሓፈሻዊ ሓበሬታ ቤተ ክርስቲያን
ሰዓታት አገልግሎት ቤት ጽሕፈት ቤተ ክርስቲያን ሆግዳለን
ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ቀዳም ሰዓት 17.00-20.00
ሰንበት ካብ ንግሆ ክሳብ ሰዓት 13.00
ሰዓታት አገልግሎት ቤት ጽሕፈት ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ
ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ቀዳም ሰዓት 17.00-20.00
ሰንበት ካብ ንግሆ ክሳብ ሰዓት 13.00
መደባት ትምህርቲ ሰንበት አብ ቤተ ክርስቲያን ሁስቢ
ረቡዕ ሰዓት 17.00-20.00
ሰንበት ሰዓት 18.00-20.00
ጸሎት
ኣብ ተስፋ ስዱዳን ብዩቱብ (Youtube) ይመሓላለፍ።
ወትሩ ምሸት
ሰዓት 21.00
ትምህርቲ ሃይማኖት ንደቅና ኣብ ሁስቢ
ንደቅና ዝወሃብ ትምህርቲ ሃይማኖት ፡ በብደረጀኦም/በብዕድሚኦም/
ዕድመ | ቋንቋ |
ሰዓታት | መዓልቲ |
---|---|---|---|
3–10 | ትግርኛ | 09.00-10.30 | ቀዳም |
11–16 | ትግርኛ | 11.20-13.00 | ቀዳም |
17- | ሽወደን | 14.00-15.30 | ቀዳም |
17–20 | ትግርኛ | 12.00-14.00 | ሰንበት |