Anmälan om minnesstund/begravningsgudstjänst
ምዝገባ ንኣገልግሎት ፍትሓትን ስነ-ስርዓት ቀብሪን
ምዝገባ ንኣገልግሎት ፍትሓትን ስነ-ስርዓት ቀብሪን
Bevis på betald serviceavgift måste finnas tillgängligt på service datumet.
ናይ ኣገልግሎት ክፍሊት ከም ዝተኸፍለ መረጋገጺ ኣገልግሎት ኣብ ዝወሃበሉ ዕለት ግድን ክህሉ ኣሎዎ።
Förutom kristennamnet, all information ni fyller i formuläret ska vara samma som i det svenska identitetskortet.
ብዘይካ ናይ ክርስትና ስምኩም፡ ኣብዚ መሕትት እትህብዎ ሓበሬታ ልክዕ ከምቲ ኣብቲ ሽወደናዊ መለለዪ ወረቀትኩም ዘሎ ሓበሬታ ክኸውን ኣሎዎ።